News

ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ...
ኮሚሽን ምርጫ ርእሰ-ምምሕዳር ሶማሊላንድ፡ ሎሚ ሰሉስ ወግዓዊ ኣብ ዝገበሮ ውጽኢት ምርጫ፡ ዓብዲራሕማን መሓመድ ዓብዲላሂ (ኢሮ) ነታ ርእሰ-ምምሕዳር ክመርሕ ዝጸንሐ ሙሰ ቢሒ ዓብዲ ስዒሩ ኣብቲ ምርጫ ምዕዋቱ ኣፍሊጡ። ኢሮ ዝመርሖ ሃገራዊ ሰልፊ ...
(ደሴ)ናይ ራያ ኣላማጣን ከባቢኡን ዓመታዊ በጀት ይኹን ድጎማ ብክልል ትግራይ ከይከውን 145 ሽሕ ፊርማ ኣኪበ ክብል ንፌደረሽን ቤት ምኽሪ ምቕራቡ ናይ ወሎ ራይ መንነትን ወሰንን ኣምላሲ ኮሚቴ ገሊፁ። ናይቲ ኮሚቴ ሓላፊ ዘፈር ውዳበ ምዃኑ ዝገለፀ ...
ቅድሚ 21 ዓመታት ብ29 ሰነ 2001 ኣብ ስደት ዝዓረፈ ኤርትራዊ ገጣሚ ርእሶም ሃይለ ዛጊት ዝልዓለ ሸፈነን ተበጽሕነት ዝረኸበ’ዩ። ኣስታት ክልተ ሽሕ ግጥምታት ዝጸሓፈ ርእሶም፡ ስራሓቱ ኣብ ከም BBC: CNN: Rai ናይ ኢጣልያ: ረድዮ SBS ናይ ኣውስትራልያ: SABC ናይ ...
ምምሕዳር ከተማ መቐለ ክሳብ ኲናት ኢትዮ ኤርትራ ብዝነበሮም ተሳትፎ ናይ አካል ጉድኣት ዘጋጠሞም ልዕሊ 1- ሽሕ አባላት ሰራዊት መሬት መንበሪ ንምሃብ ዝተለሞ ሓረስቶት ንክመዛበሉን ነበርቲ እውን ዝብትን ኣካይዳ እዩ ብምባል ውደብ ትንሳኤ ሰብዓ ...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሓተትቲ ዑቕባ ኤርትራዊያን ግዳይ ማእሰርቲን ስእነት መሰረታዊ መዛግብቲ ኴንና ኢሎም ኣብ ዘማርርሉ እዋን፡ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ኢትዮጵያ (RRS)፡ ንዓኣቶም ዝኸውን ኣብ ክልል ዓፋር ሓድሽ መዓስከር ንምቛም ...
መቐለ — “ገሬ እሙን” ዝተሰምየት ፈለማ ኣብ መስኮት ቴለቪዥን ድምፂ ወያነ፡ ጸኒሓ ድማ መርበብ ዩትዩብ፡ ኣብ እትዝርጋሕ ተኸታተሊት ኮመዲያዊት ድራማ፡ ምስ ኲናት ትግራይ ኣቋሪጻ እኳ እንተ ነበረት፡ ሕጂ’ውን ቀጺላ ክሳብ ሕጂ 171 ክፋላት በጺሓ ...
ኣብ ቀዳማይ ዙርያ 75-ሽሕ ዕጡቓት ነበር ዕጥቂ ናይ ምፍታሕን ናብ ማእከላት ተሃድሶ ናይ ምእታው ከይዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ ሓሙስ 21 ሕዳር 2024 ተጀሚሩ። ነዞም ኣብ ቀዳማይ ዙርያ ናብ ሕብረተሰብ ዝፋነውን ዝጣየሱን ዕጡቓት ነበር፣ ዕጥቂ ኣፍቲሕካ ...
ዋሽንግተን — መራሒት ርሑቕ የማናዊ ክንፊ ፈረንሳ ማሪን ለ ፐን መሪሕነት ኣብ መዝነት ዘሎ መንግስቲ ፈረንሳ ንቝሩብ መዓልታት ጥራይ’ዩ ክብላ ገሊጸን። ለ ፐን ሎሚ ሰሉስ ነዚ ዝበላ ኣብ ቀረባ ውሑድ ኣዋርሕ ምርጫ ከምዝካየድ ብምእንፋት’ዩ ...
ሓሙስ ላዕለዎት መራሕቲ ሰራዊት ጸጥታን ትግራይ ድሕሪ ዝገበሩዎ ዕጹው ርክብ፡ “ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝተሰከሞ ሓላፍነት ጠሊሙን ስልጣኑ ዘንጊዑን፡” ዝብል መርገጺ ድሕሪ ምውሳዶም፡ ንዕኡ ስዒቡ ኣብ በበይኑ ከተማታት ትግራይ ...
ዋሽንግተን — ሓላፊት ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮጳ ካጃ ካላስ ሉአላውነት ግሪንላንድ ክኽበር ኣለዎ ኢለን። ንሰን ነዚ ርእይቶ ዝሃባ ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ነታ ናይ ኣርክቲክ ደሴት ንምቁጽጻር ወተሃደራዊ ስጕምቲ ከምዘይወስዱ ...
ኣብ መይንማር፡ ኣብ ዘይሕጋዊ መርበባት ኦንላይን ተዋፊሮም ዝጸንሑ 260 ዜጋታት በበይኑ ሃገራት ተቐቢሉ ትማሊ ረቡዕ ካብ ማእሰርቲ ተለቒቖም ናብ ጎረቤት ሃገር ታይላንድ ኣትዮም። እቶም 260 ግዳያት፡ ዜጋታት 20 ሃገራት ኰይኖም፡ 138 ካብኣቶም ...