News
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ...
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ ግዜ ቅልጡፍን ተዓጻጻፊን ናህሪ ዋጋታት ይርአ ኣሎ። ንቑጠባዊ ዝቕባበን ምኽንያት ክብሪ ዋጋታትን፡ ከምኡ’ውን ንምጽጋኑ ብዛዕባ ክግበር ዝኽእል ምትእትታዋት ንኸብርሃልና ንክኢላን መምህርን ስነ-ቁጠባ ዶክተር ኣብራር ...
ንባህላዊ መነባብሮ ህዝቢ ራያ እተንጸባርቕ “ፍርሳ” እትብል ተኸታታሊት ድራማ ኣብ መርበብ ዩትዩብ ተጻዒና ናብ ተዓዘብቲ ቀሪባ ኣላ። ንስርሓት እዛ ድራማ ብዝምልከት ንኣባላት ጉጅለ ኣዘራሪብናዮም ኣለና። ...
ዋሽንግተን ዲሲ — ብምሩጽ-ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ዝመጽእ ምምሕዳሩ ዋና ኣኽባር ሕጊ ክኸውን ዝተሓርየ ማት ጌትስ፡ ብዛዕባ ፈጺሙዎ ዝብሃል ስሕተት ጾታዊ ርክብ፡ ካብ ኮሚተ ደቂቕ መርመራ ኣብ ዝግበረሉ ዘሎ እዋን ካብቲ ምርቋሕ ሎሚ ሓሙስ ...
ምምሕዳር ከተማ መቐለ ክሳብ ኲናት ኢትዮ ኤርትራ ብዝነበሮም ተሳትፎ ናይ አካል ጉድኣት ዘጋጠሞም ልዕሊ 1- ሽሕ አባላት ሰራዊት መሬት መንበሪ ንምሃብ ዝተለሞ ሓረስቶት ንክመዛበሉን ነበርቲ እውን ዝብትን ኣካይዳ እዩ ብምባል ውደብ ትንሳኤ ሰብዓ ...
ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑትን ንኲናት ዩክሬን ንምዕራፍ ብኣመሪካ ዝቐረበ እማመ ምቁራጽ ተኹሲ ደጊፍዎ። እንተኾነ ዝርዝራት ክስርሓሉ ከም ዘለዎን ዝኾነ ውዕል ምቁራጽ ተኹሲ ናብ ነባሪ ሰላም ዘምርሕ ክኸውን ከም ዘለዎን ኣስሚርሉ`ሎ። እቲ ...
ኣብ ቀዳማይ ዙርያ 75-ሽሕ ዕጡቓት ነበር ዕጥቂ ናይ ምፍታሕን ናብ ማእከላት ተሃድሶ ናይ ምእታው ከይዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ ሓሙስ 21 ሕዳር 2024 ተጀሚሩ። ነዞም ኣብ ቀዳማይ ዙርያ ናብ ሕብረተሰብ ዝፋነውን ዝጣየሱን ዕጡቓት ነበር፣ ዕጥቂ ኣፍቲሕካ ...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሓተትቲ ዑቕባ ኤርትራዊያን ግዳይ ማእሰርቲን ስእነት መሰረታዊ መዛግብቲ ኴንና ኢሎም ኣብ ዘማርርሉ እዋን፡ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ኢትዮጵያ (RRS)፡ ንዓኣቶም ዝኸውን ኣብ ክልል ዓፋር ሓድሽ መዓስከር ንምቛም ...
ዋሽንግተን — መራሒት ርሑቕ የማናዊ ክንፊ ፈረንሳ ማሪን ለ ፐን መሪሕነት ኣብ መዝነት ዘሎ መንግስቲ ፈረንሳ ንቝሩብ መዓልታት ጥራይ’ዩ ክብላ ገሊጸን። ለ ፐን ሎሚ ሰሉስ ነዚ ዝበላ ኣብ ቀረባ ውሑድ ኣዋርሕ ምርጫ ከምዝካየድ ብምእንፋት’ዩ ...
ዋሽንግተን — ድሕሪ ናይ ባሕቲ ጥሪ ስምምዕ መዘከር ኢትዮጵያን ርእሰ-ምምሕዳር ሶማሊላንድን ኣብ ከቢድ ምትፍናን ዝጸንሓ ኢትዮጵያን ሶማልያን ፍልልያተን ብሰላማዊን መሬታዊ ልኡላውነትን ብዘኽብር መንገዲ ክፈትሓ ተሰማሚዐን ኣለዋ። ቀዳማይ ...
ዋሽንግተን — ሓላፊት ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮጳ ካጃ ካላስ ሉአላውነት ግሪንላንድ ክኽበር ኣለዎ ኢለን። ንሰን ነዚ ርእይቶ ዝሃባ ምሩጽ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ነታ ናይ ኣርክቲክ ደሴት ንምቁጽጻር ወተሃደራዊ ስጕምቲ ከምዘይወስዱ ...
ኮሚሽን ምርጫ ርእሰ-ምምሕዳር ሶማሊላንድ፡ ሎሚ ሰሉስ ወግዓዊ ኣብ ዝገበሮ ውጽኢት ምርጫ፡ ዓብዲራሕማን መሓመድ ዓብዲላሂ (ኢሮ) ነታ ርእሰ-ምምሕዳር ክመርሕ ዝጸንሐ ሙሰ ቢሒ ዓብዲ ስዒሩ ኣብቲ ምርጫ ምዕዋቱ ኣፍሊጡ። ኢሮ ዝመርሖ ሃገራዊ ሰልፊ ...
Results that may be inaccessible to you are currently showing.
Hide inaccessible results