News
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ...
ብደራስን ተመራመርን ባህሊ ሰለሙን ጸሃየ ዝተዳለወት “ሳሕል-ሕሩይ ግጥምታት ቃልሲ” ዘርእስታ መጽሓፍ ዓርቢ 14 ጥቅምቲ ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ተመሪቓ። እታ መጽሓፍ ኣብ እዋን ገድሊ ዝተጻሕፉ ብርክት ዝበሉ ግጥምታት ዝሓቖፈት ኮይን ...
ኣብ ምርምር ስነ-ቋንቋን ምምህርናን ነዊሕ ዓመታት ዝሰርሐን ብመሪሕነት ዝዓየየን ዶክተር ዳኒኤል ተኽሉ ኣብ ቀረባ ግዜ ሓድሽ መጽሓፍ የሕቲሙ ንህዝቢ ኣላልዩ ኣሎ። እዛ መጽሓፍ መበል 21 ምዃና’ያ። ብዛዕባ’ታ ሓዳስ መጽሓፍን ዶክተር ዳኒኤል ኣብ ...
ባህርዳር — ብሰንኪ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ዋግ ህምራ ዝሓለፈ ዓመት ዘጋጠመ ተፈጥሮኣዊ ሓደጋ፣ ልዕሊ 200 ሽሕ ሰባት ተጸበይቲ ረድኤት ኮይኖም ከምዘለው ቤት ጽሕፈት ምትሕብባር ምክልኻል ሓደጋን ውሕስና መግቢን ኣፍሊጡ። ሓላፊ’ቲ ቤት ጽሕፈት ኣቶ ...
ሓሙስ ላዕለዎት መራሕቲ ሰራዊት ጸጥታን ትግራይ ድሕሪ ዝገበሩዎ ዕጹው ርክብ፡ “ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝተሰከሞ ሓላፍነት ጠሊሙን ስልጣኑ ዘንጊዑን፡” ዝብል መርገጺ ድሕሪ ምውሳዶም፡ ንዕኡ ስዒቡ ኣብ በበይኑ ከተማታት ትግራይ ...
ምምሕዳር ከተማ መቐለ ክሳብ ኲናት ኢትዮ ኤርትራ ብዝነበሮም ተሳትፎ ናይ አካል ጉድኣት ዘጋጠሞም ልዕሊ 1- ሽሕ አባላት ሰራዊት መሬት መንበሪ ንምሃብ ዝተለሞ ሓረስቶት ንክመዛበሉን ነበርቲ እውን ዝብትን ኣካይዳ እዩ ብምባል ውደብ ትንሳኤ ሰብዓ ...
ትግርኛ ሃገራዊ ቋንቋ 5.6 ሚልዮን ህዝቢ ዘለዋ ኤርትራ`ዩ። ትግርኛ፡ ካብ 11 ኽልታት ኢትዮጵያ ሓንቲ ኣብ ዝኾነት ኽልል ትግራይ ይዝረብ። ትግርኛ ካብ መንጎ ቐዳሞት ቋንቋታት ኢትዮጵያ ሓደ ምዃኑ ይእመን። ድምጺ ኣመሪካ ኣገልግሎት ትግርኛ ፡ ካብ ...
ኣብ ቀዳማይ ዙርያ 75-ሽሕ ዕጡቓት ነበር ዕጥቂ ናይ ምፍታሕን ናብ ማእከላት ተሃድሶ ናይ ምእታው ከይዲ ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ ሓሙስ 21 ሕዳር 2024 ተጀሚሩ። ነዞም ኣብ ቀዳማይ ዙርያ ናብ ሕብረተሰብ ዝፋነውን ዝጣየሱን ዕጡቓት ነበር፣ ዕጥቂ ኣፍቲሕካ ...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሓተትቲ ዑቕባ ኤርትራዊያን ግዳይ ማእሰርቲን ስእነት መሰረታዊ መዛግብቲ ኴንና ኢሎም ኣብ ዘማርርሉ እዋን፡ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ኢትዮጵያ (RRS)፡ ንዓኣቶም ዝኸውን ኣብ ክልል ዓፋር ሓድሽ መዓስከር ንምቛም ...
መቐለ — መበል 14 ውድባዊ ጉባኤ ክገብር ዝቐነየ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ሎሚ ኣብ ዝዛዘሞ ጉባኤ ንዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ንኣቶ ኣማኑኤል ኣሰፋ ድማ ምክትል ኣቦ መንበር እቲ ውድብ ገይሩ ሓርዩ። ካልእ ብኣቶ ጌታቸው ረዳ ...
ገጣሚ፡ ኣርታዒ፡ ጋዜጠኛን ጸሓፊ ሓጸርቲ ዛንታታን ሃይለ ቢዘን፡ ኣብቲ ንልዕሊ 30 ዓመታት ዝኸይድ ኣዝዩ ንጡፍ ናይ ስነ-ጽሑፍ ህይወቱ፡ እንተስ ብግጥምታቱ ወይ ድማ ንሱ ዝመርሖም ተበግሶታት ኣብ ስነ-ጽሑፍ ትግርኛ፡ ብሕልፊ ድማ ናይ ኤርትራ ...
ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ጸጥታን ትግራይ፡ ድሕሪ ኣኼባ፡ ኣብ ዝሃቡዎ በዓል 13 ነጥብታት መግለጺ፡ "ብኣቶ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ግዜያዊ ምምሕዳር ሓላፍነቱ ዘንጊዑን ንረብሓታት ትግራይ ክሒዱን" ብምባል ነቲ ብዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ...
Results that may be inaccessible to you are currently showing.
Hide inaccessible results